ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 20111 ዓም ንተሃነፅቲ ፅሩይ ማይ ዝሰተ ካብ ማይፈሳሲ ተምፅእ ልዕሊ 12 ሜትርኪቡ ንቦጥ መኪና ጥራሕ ክራይን ንፈቶ ምሕፃብ ጥራሕን ንዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናታት ቀለም ምምልእን ልዕል 3ይ ደረጃ ናይ ጋራጅ ፍቃድ ዘለዎም ንመካይን ንምፅጋንን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2010 ዓም ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 በዚ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ንዝስተ ማይ ተቐርብ ቦጥ ጥረሕን ንጋራጅ መካይንን ዝወዳደሩ 3000 ብር ንፈቶ ምሕፃብን ንፅገና ኤሌክትሮኒክስ ቀለም ምምልእን ዝወዳደሩ 500 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም ኣብ ፈቶ ምሕፃብን ምምለእን ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ቫት ዘይተመዝገቡ ክወዳደሩ ይክእል እዩ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተመሊኡ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋመምልኢ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልን ኮፐን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ወከሰዕፋንምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቀባልነት የብሉን ተወዳደርቲ ንዝወፀ እስፐስፍኬሽን ኣማሊኡ ዘይተረከበ ካብ ዉድድር ዉድቂ ይግበር

5 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 14/10/2010 ዓም ክሳብ 2/11/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ዘይምለስ 30 ብር እነከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ 2/11/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት

6 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳደሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝ ኮይኑ ኣብ ጋራጅን ዝሰተ ማይ ተቅርብ ቦጥ መኪና ዝወዳደሩ ግን ካብ ኣብ ዓመት ዝክፈሎም ግምት ዋጋ ተሓሲቡ መከበሪ ዉዕሊ ዝከፍሉ ምካኖም ተረዲኦም ካብ ዝሃብዎ ግልጋሎት ዝክፈሎም ገንዝብ ልዕል 3000 እንትኮይኑ 2% ዊዝሆልድ ታክሲ ይክፍሉ

7 መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo