ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መስኖ ስትራክቸራት ብናይ መንግስቲ በጀት ክሰርሕን ከምኡዉን ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ፋብሪካ መቀለ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ሰሚንቶ ኣጫሪቱ ከጋዓዕዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን፣ ፎቶ ካሜራ ፣ብቦጥ ማይ ናብ ጣብያ ምጉዕዓዝን፣ ዘርእን እንትኮኑ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሸባ ሌዘር ኢነዱስትሪ ኃ. ዝተ .ዉ ማሕበር ኣብ 2008 ዓም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኣቁሑ ፅዕነት አገልግሎት ንምርካብ ብጨረታ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕል ክኣስር ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዕድጊት ህንፃ መሳርሒ: ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ሚኒባስ ክራይን : መፅሓፍቲ ምግዛእን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም