ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ፣ ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኣናእሽተይ ንብረታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ፣ ንተሃነፅቲ ንምግብነት ዝዉዕሉ ሰርጌን ጣፍን ምሸላን ካልኦት ኣስቤዛታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከመግብ ይደሊ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእኸል ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ ክተማልኡ ይግባእ::

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::

ኣብ ቤት ፅሐፈት ብሄራዊ ክልላለዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈትና ር / ምምሐዳርን ንቤት ፅሐፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰ ኢትዩያ ክልል ትገራይ ግልጋሎት ዝዉዕል

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ : ሞተር ሳይክል ዕድጊት: መኪና ክራይ : ሞተር ማይ : ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑ : GPSን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ :- ፅሕፈት መሳርሒ ተዛመድትን : ዲስክቶፕ ኮምፒተር : ላፕቶፕ ኮምፒተር : ናይ ፅሬት ናዉትን ሸልፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮነከስን ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስል ዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::