ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ : ሞተር ሳይክል ዕድጊት: መኪና ክራይ : ሞተር ማይ : ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑ : GPSን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

                                                  ጨረታ ምልክታ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት  መሳረሒ  :  ሞተር ሳይክል ዕድጊት: መኪና  ክራይ  :  ሞተር ማይ :  ኤሌክትሮኒክስ:   ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑ  : GPSን2007  በጀት  ዓመት  ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ  ክዕድግ  ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ እዚ ዝስዕብ  ረቆሓታት እተማልኡ ተጫረቲ  ንክትወዳደሩ  ንዕድም::

1  ናይ ዘመኑ ግብሪ  ዝኸፈሉ  ናይ   2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ  ፍቃድ  ቲን/TIN/  :  መቅረባይ ሰርትፊኬት  : VAT  ተመዝገብቲ ን  ቫት ዲክልረሽንን  ዘቕርብ::
2   በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ  ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ  1/07/2007 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30.00  ብምክፋል  ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ  ይካአል::
3  ናይ ጨረታ መኸበሪ  ን ፅሕፈት  መሳረሒ  :  ን መኪና  ክራይ  : ኤሌክትሮኒክስን  ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑ     ብር 3000  ንሞተር ሳይክል ዕድጊት: ንሞተር ማይ :ን GPS  ብር 4000 ከትሕዝ  ዝኽእል  /ትኽእል::

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ  ዕለት  22/ 05/2007 ዓ/ም ሰዓት   8:30 ናይ  ድሕሪ ሰዓት   ተዓፅዩ  ዕለት  22/ 05/2007 ዓ/ም ሰዓት  9:00 ኣብ ቅድሚ  ተጫረቲ ወይ   ድማ ሕጋዊ  ወኪላት  አብ  ዘለዉዎ  ይኽፈት::
5   ተጫረቲ  ናይ  ጨረታ ሰነድ  ብክልተ ፖስታ  ሐደ  ኦርጅናልን   ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ  ዝክእል::
6  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ  ይኹን ብኸፋል ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሓለወ እዩ::
7  ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ  ድሕሪ እንዳ ማርያም  ቤተ  ክርስትያን እዩ::
8  ንተወሳኪ  ሐበሬታ  ብስልኪ  ቁፅሪ  0344406839/ 408501  ደዊልካ  መብርሂ  ምሕታት  ትኽእሉ::
9  ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ  ኣብ ዝቕፅል  ናይ  ስራሕ  መዓልቲ  ይኸዉን::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo