ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእኸል ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ ክተማልኡ ይግባእ::

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእኸል ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ ክተማልኡ ይግባእ::

  1. ህንፃ መሳረሒ

  2. GMFA ግልጋሎተ ዝዉዕል ማሽን

  3. ኤሌክትሪክ አቕሑት

  4. ፅሕፈት መሳረሒን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም

ኣብቲ ዉድድር ክትሳተፉ ትደሊዩ ተጫረቲ

  • ን2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገበኩም ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትኽእሉ::

  • ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩም ሰርተፍኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ::

  • ቫት ኣብ ተወሳኺ እሴተ ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፌኬትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 30 /2007 ዓ/ም ድክሌር ዝገበርኹም መረዳእታን እተቕርቡ::

  • ናይ መቕረባይነት ሰርተፍኬት ተቕርቡ ትኽእሉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ዝሐዝኹም::

  • እቲ ጨረታ ምስዓሩ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣትዩ ኣብ 10 ተ መዓልቲ ዘሸነፎ ንብረት በናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴሞያን ኮሌጅ ከቕርብ ዝኽእል::

  • መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎን ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::

  • ንሕድሕድ ሽያጭ ሰነድ ዘይምለስ ብር 25.00 /ዒስራ ብር / እናኸፈልኵም ካብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3 መልኡ ብሽምዒ ዝተአሸገ ኤንቨሎፕ (ፖስታ) ብምግዛእ ካብ 03 /06/ 07 ክሳብ 17/ 06 /07 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እናመፃኹም ክትወስዱ እትክእሉ::

  • ናይ ፕሪንተራት ቀለማት ነኒ ሕድሕድ ናይ 6 ወርሒ ጋራንት ክህብ ዝክእል::

  • ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዝምለሰ ብር 6000 .00 /ሽድሽተ ሽሕ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ካዓ ብንግዲ ባንኪ ኣፍልጦ ዝተወሃበ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ኣቀድሙ ከትሕዝ ዝክእል::

  • እቲ ጨረታ ካበ ዝተጋወሐሉ ዕለት ክሳብ ዝዕየሉ ዕለትን ሰዓትን ዝተወዳደርሉ ኣቅሓ ብዓይነት

  • እቲ ጨረታ ዕለት 17/ 06/ 2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ኣብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴ /ሞያን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት::

  • ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኾነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝሃለወ እንትከዉን ንዝበለፀ ሓበሬታ ብትሌፎን ቁፅሪ ኮሌጅና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር 034 -777- 1828 ደዊልኹም ክትረኽቡ ትኽእሉ ምኮንኩም ንሕብር::

 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo