ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ፣ ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኣናእሽተይ ንብረታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ፣ ንተሃነፅቲ ንምግብነት ዝዉዕሉ ሰርጌን ጣፍን ምሸላን ካልኦት ኣስቤዛታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከመግብ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘፈር ንግዲ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎምን :አብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡን :ብተወሳኪ ዘተሓተደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን

2 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ክኮኑ አለዎም

3 ብተወሳኪ ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉን

4 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ መወዳደሪ ዋጋ ብዘይ ስርዝ ድልዝ መሊኦም ብኑፁር ሽም :አድራሻ :ፊርማን :ማሕተምን ትካሎም ገይሮም ብዝተዓሸገ ፖሰት ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 21/01/2013ዓ/ም ክሳብ 06/02/2013ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30ቅ/ቀትሪ ይክፈት

6 ንሓደ ተሃናፃይ ኣብ መዓልቲ 22 ቅርሺ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክሱ ንወርሒ ድማ 660 ቅርሺ ምኻኑ ፈልጢኩም እትወዳደሩ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይክእሉ

8 መከበሪ ጨረታ ንምግብና 20,000 ቅርሺ፣ ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት  ኣናእሽተይ ንብረታት3000 ቅርሺ  ፣  ንተሃነፅቲ ንምግብነት ዝዉዕሉ ሰርጌን ጣፍን ምሸላን3000 ቅርሺ ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና 3000 ቅርሺ፣ ብጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ዝፈተነ ተጫራታይ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምካኑ ዘትሐዞ ሲፒኦ ከምዝዉረስ ክፈልጥ አለዎ

10 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 06 31/ 0944 48 08 59 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo