ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ /ዓዲ ን 2007 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ደንቢ ልብስ ናይ ሓካይም ኣንስላታት ወዘተ በቢ ዘርፉ ዝተፈላለዩ ኣጫሪተና ክንገዝእ ስለ ዝደለና

ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ዝስዕብ ምልክታ እዚ ይዕድም::

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቁሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሕትመትን ተመሳሳልነት ዝኾኑ ኣልባሳትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ሕተመት ስራሕቲ : ናይ ስፖርተ ዕጥቂ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ እስተሽኔሪ ኣቀሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳረሒ : ፅሬት ኣቑሑት: ሕትመትን : ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ::

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑትን : ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሓ ክተማልኡን ክትወዳደሩን ይዕድም::