ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::

ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቓላሚኖ ፉሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::

1 ንተምሃሮ ቀለብ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳረሒ

2 ናይ ህንፃ መሳርሒን ማይ ቦንቦ መቀያየሪ ኣቑሕት

3 ናይ ፅሬት ኣቑሑት

4 ኣሰቤዛ በቢሰሙን ዝቐርብ ን 5 ወርሒ

5 ናይ ፀብሒ ጥረምረ ብርስን : ዓይኒ ዓተር ከልኦትን

6 ሞኮረኒ ፓስታን ሩዝ ካልኦት ተዛመድትን

7 ናይ መካይን ጎማ ምስ ካላመዳርያኡ ኮይኖም ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደረቲ

1 ናይ 2007 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ

2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍላይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

3 ቫት ተመዝገብቲ ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሕዳር ወርሒ ዲክላራስዩን ከቅርብ ዝኽእል::

4 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

5 ንሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብዝስዕብ ዝርዝር ይኸዉን::

  • ንፅሕፈት መሳረሒ ብር 3000

  • ንናይ ህንፃ መሳርሒን ማይ ቦንቦ መቀያየሪ ኣቑሕት ብር 1000

  • ንናይ ፅሬት ኣቑሑት ብር 3000

  • ንኣሰቤዛ ብር 2000

  • ንናይ ፀብሒ ጥረምረ ብርስን : ዓይኒ ዓተር ከልኦትን ብር 2000

  • ሞኮረኒ ፓስታን ሩዝ ካልኦትን ተዛመድትን ብር 2000

ኾይኑ ብቓላሚኖ ፉሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽም ብ CPO /ብጥረ ገንዝብ / ከትሕዝ ዝኽእል::

6 ቤት ትምህርትና ንክግዛእ ካብ ዝሐተቶ 20 % ክትዉስኽ ወይ ድማ ክትቅንስ ትኽእል እያ::

7 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20. 00 (ዓሰርተ ሓሙሽተ ቅርሺ ጥራሕ) ብምኽፋል ካብ ቓላሚኖ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 20 ክወስድ ዝክእል::

  1. ዘይንበብ ፎቶኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘሎዎ መረዳእታ ፈፂሙ ተቐባልነት የብሉን::

  2. ናይቲ ዕድጊት ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ትምህርቲ ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን::

  3. እዚ ጨረታ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ቤት ትምህትናን ከም ዉዕሊ የገልግል::

  4. እዚ ጨረታ ታሕሳስ 18 /05 / 2007 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ቓላሚኖ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ - 45 ኩሎም ተወዳደረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላቶመ አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

  5. ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

  6. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345591488 / 09 14 77 92 11 ምድዋል ይካኣል እዩ ::


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo