ደጎዓ ተምቤን ዩኒየን ሓ/ዝተ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ስለዝደሊ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ እዞም ዝስዕቡ ናይ ጨረታ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም::

እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ: ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9 ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተ

ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ዲ/ኮ/ሽን አብ ከተማ አላማጣ ዝርከብ ናይ ሆስፒታል መስፋሕፊሒ ብሎካት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::ስለዚ አብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ድማ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት ከማልኡ ዝክእል እንትኸዉን

ማሕበር ደቂአንስትዩ ትግራይ ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ ታሕታይ መጋሪያ ፀበሪ ሓደ ቀዳማይ ሳይክል ቤት ትምህርቲ ንምስራሕ ስለዝደለየት ደረጃ 6 (BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ንዘለዎም ብግልፂ ኣጫሪታ ክተሰርሕ ትደሊ::

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡