ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ማሕበረ ዕዳጋ ኣዱሊስ ሰለስተ ሕንፃታት ነኒበይኖም ናይ ምድር ቤት ክሳብ ኢሊቪሽኑ ኮሎነ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሐ ይደሊ

አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ተጀሚሩ ጠጠዉ ኢሎ ዘሎ ህንፃ ንምምዝማ ንደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕ ዕቋርን /ደደቢት ትፈልም/ ኣብ ከተማ አላማጣ: ማይጨዉ :ዉቅሮ :ሽረ እ/ ስላሴ : ሸራሮን ሑመራን ዝርከብ /G+2/ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ዝተቋረፀ ናይ ወርዲያ ገዛ ሽንቲቤት ሓፁር ሳይት ዎርክ ክሳተፍ ዝደልዩ ደረጃ BC/GC-6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስተራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምምሕዳር ህንፃ ብርኪ ብ GC 6 ን BC 6ን ኣብ ከተማ መቀለ ናይ መለስ አካዳሚ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4ን ብ GC 5 ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኩቡልትሪቡን ንስታድዮም አላማጣ ንምስራሕ ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕ ዕቋርን /ደደቢት ትፈልም/ ኣብ ከተማ አላማጣ: ማይጨዉ :ዉቅሮ :ሽረ እ/ ስላሴ : ሸራሮን ሑመራን ዝርከብ /G+2/ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ፅገና ንምግባር ዝተቋረፀ ናይ ወርዲያ ገዛ ሽንቲቤት ሓፁር ሳይት ዎርክ ክሳተፍ ዝደልዩ ደረጃ BC/GC-6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስተራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ ኣብ ከተማ ኩሓ ዝርከብ ተጀሚሩ ዝተቋረፀ በዓል ክልተ ደብሪ ህንፃ BC/GC-4ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ ኣብ ወረዳ ዓዲ ጉዶም ዝርከብ ተጀሚሩ ዝተቋረፀ በዓል ሓደ ደብሪ ህንፃ BC/GC-4ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ዝርከብ ቤት ት/ቲ ቃልአሚን ብትካልና ሓገዝ መሰረት ን 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ BC/GC-6ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሊ ንዘህንፆ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ናይ ሲቪል ምሕንድስና ስራሕቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ