አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስተራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2008 አብ ዞባ ማእከል ናይ ወረደ ወርዒ ለኸ ምምሕዳር ሕንፃ ፕሮጀክት ብ GC 7 ን BC 6 ን ልዕሊኡን አብ ዞባ መቐለ አካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ብ BC ን GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሐቲ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

1 ናይዚ 2008 ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝከፈሉን ፈቃድ ንግዲ ዘለዎምን ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ወረቀት ምስክር ተወሳኬ እሴት ታክስ ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታዉን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መረዳእታ ምዝገባ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ዘለዎም መረዳእታ ምዝገባ ፈቃድ ኮንስትራክሽን ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 7 ሕዳር 2008 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ካብ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስተራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 191 አድላይ መረዳእታ ብምሓዝ ንነብስወከፍ ፕሮጀክት ዘይምለሰ 200  ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ 7 ታሕሳስ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ክፍሊ ቁፅሪ 191 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝረከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይን ኮንስተራክሽንን አብ ክፍሊ ቁፅሪ 191 ብአካል ብምቅራብ ወይ ካዓ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከአል

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo