ናይ ምምሕዳር ወረዳ ወርዒ ለኸ ህንፃ ካልኣይ ፌዝ ፣ናይ ሑመራ ብራንች ሳልሳይ ፌዝ ስራሕቲ ኮንስተራክሽን ንምክያድ

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

ኮንስትራክሽንን ናይ ምምሕዳር ወረዳ ወርዒ ለኸ ህንፃ ካልኣይ ፌዝ ፣ናይ ሑመራ ብራንች ሳልሳይ ፌዝ ስራሕቲ ኮንስተራክሽን ንምክያድ ንኮንትራክተራት ፣ ማሕበራት ኮንስተራክሽን ኣጫሪቱ ንከስርሕ ስለዝደለየ ንምምሕዳር ወረዳ ወርዒ ለኸ ህንፃ ንስራሕ ደረጃ GC 6  ን GC7 ፍቃድ ዘለኩም  ኮንትራክተራት ፣ንስራሕቲ ኮንስተራክሽን ሳልሳይ ፌዝ ሑመራ ብራንች ድማ ደ∙ኣ∙ን∙ት  ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ማሕበራት ንክትሳተፉ ይዕድም

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ሰዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ከማልኡ ኣለዎም

  1. ናይ 2007 ዓ ም ዝተሓደሰ ፍቃድ  ንግዲ ዘለዎ ፣ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ፣ ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን፣ መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. ኩሎም ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልትታት ንምምሕዳር ህንፃ ዘይምለስ 250 ቅርሺ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልትታት ድማ ንሑመራ ብራንች ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ
  3. ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 191 ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል ወይከዓ ብቁፅርታት ስልኪ 0344 ብምቅዳም 408969,408967,408772 ,408774 ,408775 406426 ,407435 ,406425   ወይንከዓ ሕዚዉን 0344    ብምቅዳም  416447, 410645  ,411052 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo