ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈተ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ታባ ወያነ ፅንዓት ክልተ ደብሪ ክፍሊ ብBCን GCን ደረጃ 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረተታ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

ተጫሪቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ከማልኡ ኣለዎም

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
  2. ካብ ቢሮ ወይከዓ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዝርከብ ከይደዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ቁፅፅርን ምዝገባን ፍቃድ ዝተመዝገበለሉ መረዳእተታ ወረቀት ምስክር መለለዩ ቁፅሪ ግብረሪ ከፋላይነት ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
  4. መክበሪ ጨረታ 120000 ኮይኑ ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ መልክዕ ዘቅርብ ኮይኑ ብቢሄራዊ ባንኪ ኢትዮዽያ  ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባነኪታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ወይከዓ ብጥረገንዘብ  ከቅርብ ዝክእል
  5. ተጫረቲ ናይቲ ትጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚ ኣብ ዉሽጢ 270 ተከታተልቲ መዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም
  6. ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረተታ  120 ቅርሺ ብመክፋል ካብ 1 ሕዳር 2008 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ  ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ እዮም
  7. ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋ ወይከዓ ፋይናንሻል ሰነድሓደ ዋና ምስ ክልተ ቅዳሕ ናይ ጨረታ መክበሪ ሰነድ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካልእ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም  ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብዩ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ  ነቲ ጨረታ ተባሂሉ  ኣብ ክፍሊ ቁፅሪ 2  ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ክሳብ 1 ታሕሳስ 2008 ዓመ ሰዓት 3፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ  ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ኣለዎም
  8. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረደዲኦም ዋገጋ ብምምላእ ኣብ ነፍስፈከፍ ገፅ ፈሪሞምን ማሕተም ምብዕራፍ እቲ ሰነደ ከምቲ ክሽየጥ ከሎ ዝነበረ ከይጋደሉ ከቅርቡ ኣለዎም
  9. እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 1 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት   ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ  ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ይክፈት
  10. እቲ ከይዲ ስራሕ  ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344442280 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo