ህዝቢ ክርስትያን ብምትሕብባር ቤተ ክርስትያን ኣብ ምህንፃ ይርከብ ስለዚ ህንፀቱ ንምዝዛም ዝተረፉ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ስለ ዝደለየ

ቤተ ክርስታያን ደብረብርሃን ቅድስቲ ማርያም ዓዲ ሹ

ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ዘማለአክሙ ኮንትራክተር ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ክትወዳደሩ ይዕድም

ተወዳደረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

1 ሕጋዉነት ዘማልእ ፍቃድ ንግዲ ኣብ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ቲን ናምበር ማለት ዉን መለለይ ቁፅሪ ካብ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ኮንስትራክሽን ዘለዎ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ምስ ጨረታ ሰነድ ተዓሺጉ ዘቅርብ

2 መክብሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 50,000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀምሉ ዕለት ጀሚሮም ክንደይ ተከታተልቲ ማዓልትታት እቲ ስራሕ ምሉእ ብምሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ከምዝክእሉ ከቀምጡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ አብቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዝቀረበ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብሕድሕድ ገፅ ዶክምንት ፈሪሞም ሓቲሞም ብቅድም ሰዓብ እቲ ዶክመንት እንተይዛብዑ እቲ ከምቲ ክሽይጥ እንዳሃለወ ዝነበሮ ከይጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

5 ዝተጎደለ ብትክክል ዘይተመለአን ቅድም ሰዓቡ ዝተዛበዐን ካብ ጨረታ ወፃኡ ይከዉን

6 ብመሰረት ዝአተዎ ዉዕል ብዝድል ፅሬትን ግዘን እንተዘይፈፂሞም ብዉልቀ ይኩን ብሓባር ተሓተቲ ይኮኑ

7 እቲ ስራሕ አብ ደብረብርሃን ቅድስቲ ማርያም ዓዲ ሹ ቤተ ክርስትያን ይከዉን

8 አብ ከይዲ ጨረታ ንምጭብርባር ዝፈተነ ተወዳዳርያ ብሕጊ ታሐቲ ከምዘከዉን ከምኡዉን ካብ ጨረታ ይስርዝ

9 እቲ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ነንበይኑ ዓሺጎም ኣብ ሐደ ፖስታ ምስ ዓሸጉ ኣብ ቤተ ክርስታያን ቅድስቲ ማርያም ዓዲ ሹ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ የእትዉ

10 እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅድሕን ዝብል ማርከር ተፅሕፈ መፍለይ ክህልዎ ይግባእ

11 እቲ ጨረታ አብ አየር ዝፅንሐሉ እወን ካብ 9 /2 /2008 ዓ/ም ክሳብ 24/2/2008 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ሓዊሱ ይከዉን

12 ተጫረቲ ቴክኒካል 50% ካምኡዉን ፋይናሻል 50 % ከማልኡ አለዎም

13 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤተ ክርስታያን ደብረብርሃን ቅድስቲ ማርያም ዓዲ ሹ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 9/2/2008 ክሰብ 24/2/2008 ዓም አብ ዘሎ እዋን ምዉሳድ ይከአል

14 ጨረታ ዝዕፀወሉ 24 /2 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኮይኑ እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 900 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይከዉን

15 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምቅራቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይተዓናቀፍን ወይ ድማ ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ አይልዉን

16 እቲ ህንፃ ኮምቴ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቤተ ክርስታያን ደብረብርሃን ቅድስቲ ማርያም ዓዲ ሹ ህንፃ ኮሚቴ ስልኪ ቁፅሪ 0948529264 0914848763 ደዊልካ ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo