ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና ጎማታትን ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊ

ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና ጎማታትን ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊ

ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈትና ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ከምኡዉን

ኤለክትሮኒክስ ኮምፒተርን፣ ናይ ሙዚቃ መሳሒ፣ ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ናዉቲ ሕክምና ኣፋዉስን

ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑ ፅሬትን ካብ ናይ 2008 ዓ ም በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ

ካብ መደበኛ በጀት ን2007 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቑሑትን ናይ ሕትመት ስራሕትን ኣወዳድሩ ክዕድግ / ከሕትም ይደሊ

ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ን2008 ዓ/ም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሓ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (እስቴሽነሪ ኣቑሑት) : ናይ ኤሌክተሪክ ኣቁሑትን : ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ን 2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና : ሎት 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ : ሎት 3 መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት 4 መስርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ