ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ትቦን መገጣጠምን: መሳርሒ ፅሕፈት :ክንክን መሳርሒ: አቁሑት ማይ :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኬሚካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ

 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ቀዒሎም ዝተዘርሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋለዉያን ነጋዶ ክትወደደሩ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ በቲ ዘርፊ ናይ 2009 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቲን ነምበረ ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ናይ መቅረባየነት ሰርቲፊኬትÂ ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ወርሒ ሓምለን ነሓሰ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩም

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 1000 ቅርሺ : ንህንፃ መሳርሒ 5500 ንኤለክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ ንኬሚካልን ክንክን መሳርሒን 1000 ቅርሺ Â ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

ተጫራታይ ዘይምልስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ንትቦታ መገጣምን ንኤለክትሮኒክስ ከምኡዉን 30 ቅርሺ ብምክፋል ንመሳርሒ ፅሕፈት ንክንክን መሳርሒ ንኬሚካልን ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳሰን አዉሮራ ወይድማ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳሰን ከተማ መቀለ ምዉሳድ ይከኣል

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ሓደ ዓይነት ብዝኮነ እቲ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም እቶም ዝተዘርዘሩ ሰነዳት ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቀርቡ ትክእሉ

ካብ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት 10 ሚኢታዊ መተሐዚ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 24 መስከረም 2009 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩÂ በቲ ዕለትÂ ሰዓት 5 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳሰን አዉሮራ ወይድማ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳሰን ከተማ መቀለ ምዉሳድ ይከኣል

ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን አብ ቤት ፅሕፈት ማይን ከተማ መቀለ እዮ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።ከምእዉን 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0919076798 ወይድማ 0919036663 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo