ሆስፒታል መያኒ ሽራሮ ንበጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

ኤለክትሮኒክስ :መለዋወጢ አቁሑ መኪና :ኤለክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር አክሰሰሪ ሕትመት :ናይ ሰብ መድሓኒትን: ናዉቲ ሕክምናን :አቁሑት ፅሬት: ጨርቃ መርቂ

የሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፋ ይዕድም

1 በቢዘርፋ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

3 ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባየነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም

5 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድÂ ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣእቲኩም ዋና መረዳእታኩም ኣብ እዋን መክፈቲ ጨረታ ሒዝኩም እትቀርቡ

6 ሰነድ ጨረታÂ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትንÂ ክትወስዱ ትክእሉ

7 ካብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ወፃኢ ካልእ ንብረት ብናይባዕልኩም መጋዕዝያ Â ናብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንብረት ክፍሊ ክተረክቡ እትክእሉ

8 ካብዝሰዓርኩምዎጠቅላላዋጋብጥረገንዘብÂ ወይንድማብባንኪብዝተረጋገፀÂ ሕጋዊሲፒኦ 10 ሚኢታዊክትሕዙእትክእሉ

9 ኣብእዋንጨረታመተኣማመኒዘከዉንብጥረገንዘብወይÂ ሕጋዊሲፒኦÂ 5000 ቅርሺክተትሕዙእትክእሉ

10 ሰነድጨረታካብ 5 መስከረም 2009 ዓ/ምክሳብ 19 መስከረም 2009 ዓ/ምኣብስራሕሰዓትክትወስዱትክእሉ

11 ጨረታዝዕፀወሉዕለት 19 መስከረምÂ 2009 ዓ/ምሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪኮይኑጨረታዝክፈተሉዕለት 19 መስከረምÂ 2009 ዓ/ምሰዓት 10:00 ድሕሪ ሰዓት ይከዉን

12 እቲ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 60 መዓልትታት ይከዉን

13 ካብ ነፍስወከፍ ንብረት 20ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰል አለዎ

Â

14 ናይ ነፍስወከፍ ንብረት ዋጋ ብናይቲ ሆስፒታልÂ መቅረቢ ዝርዝር ሰሌዳን ብፅሬትን ብፁሩይን ክምላእ ይግባእ

15 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪÂ 0348500071Â ደዊልኩምምሕታትይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo