ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሀለቅትን ቀወምትን ንብረታት ማለትዉን መሳርሕታት ፅሕፈት: ህንፃ: ኤለክትሪክ: ኤለክትሮኒክስ: ሳኒተሪ: ሰፔር ፓርት: ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ

ሰሊዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ዝሰዕብ ረቀሒ ክተማልኡ ይግባእ

  1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ 2008 ዓም ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  2. መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ
  3. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
  4. መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዝኩም
  5. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ክሳብ 13 መስከረም 2009 ዓም ክትወስዱ ትክእሉ
  6. ጨረታ 13 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡ 30 ይክፈት
  7. መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሪክ ሳኒተሪ ስፔርፓርት ፅሬትን ድማ ንሕድሕድ 2000 ቅርሺብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ውይ ጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
  8. ተጫረቲ ነንሕድሕዶም ኤለክትሮኒክስ መሳርሕታትን ናይ ኮምፒተር ቀለምን ናይ6 ወርሒ ዉሕስና ክህብ ዝክእል
  9. ትካልና ካብ ዝሰዓርዎ ንብረት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ
  10. ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መክበሪ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 3 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብአካል ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
  11. ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዓለኩም መጋዕዝያ ናብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጣናን ከተማ ሽራሮ ብፅሬትን ብመጠንን ክተቅርቡ እትክእሉ
  12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ንተከታተልቲ 45 መዓልቲ ይከዉን
  13. ተጫረቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ ኣብ ሰነዱ ዘየማላከተ ተዋዳዳሪ ተወሳኪ ታክስ ከም ዝሓወሰ ተገይሩ ይዉሰድ
  14. ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻንÂ ዘለዎ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  15. ከተማ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይካየድ እዞም ብዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን
  16. እቲ ትካል Â ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500382 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo