ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ፈርኒቸር: መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሬትን :ናዉቲ ስፖርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ

እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቲን ነምበር ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ናይ መቅረባየነት ሰርቲፊኬት ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ናዉቲ ስፖርትን ግና ተወሳኪ እሴት ታክስ አይግደዱን

4 ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 2 ዻጉሜን 2008 ዓም ክሳብ 13 መስከረም 2009 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋየናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈትን መሳርሒ ህንፃን 5000 ቅርሺ ንዝተረፉ ድማ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ትልምን ፋይናንስን ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 13 መስከረም 2009 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦም ናይቲ ጨረታ ስነስርዓትÂ ኣይተኣጋጎልን

8 ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይኖም ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ትልምን ፋይናንስን ብባዓል ሞያÂ ኣፈቲሾም የረክብ

9 Â ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 45 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኮይኑ ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምንካይ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914190333 ወይ 0918227946 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo