ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ መኪና ጎማን ባትርን :ፅሬት አቁሑ :ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብናይ 200 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ካፒታል ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ :ኣብ 10ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑ ፅሬትን ካብ ናይ 2009 ዓ ም በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2009 ዓም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ቆፀርትን : ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፈርኒቸር : ዝተፈላለዩ ኪሚካል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር መኪናን ጎማን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

ማ/ም/ሕ /አበርገለ አብ 2009 በጀት ዓመት ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒታትን : ናይ ምርምር ግብርና መሳርሒታትን ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑትን): ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ መኪና መቀያየር ኣቀሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን :ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ናይ ሕተመት ስራሕት ከምኡዉን ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩም

ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ