ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን :ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ናይ ሕተመት ስራሕት ከምኡዉን ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲÂ ፍቓዶም ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  2. ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ዝተሐደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
  3. መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
  5. ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
  6. ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
  7. Â ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻንÂ Â Â ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
  8. Â ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 1/02/2009 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 3:30 : ዝኽፈተሉ ዕለት 15/02/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይከዉን
  9. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  10. ተጫራታይ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ አለዎም
  11. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ
  12. ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ

       ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo