ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ
  • መሳርሒ ህንፃ
  • መሳርሒ ፅሕፈት
  • ኣቁሑት ፅሬት
  • ናይ ፈርኒቸር አቁሑት
  • አቁሑት ኤለክትሮኒክስ
  • ናይ ኤለክትሪክ አቁሑትን
  • ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 በቲ ሓድሽ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ

3 ወረቅተ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘለዎም

4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መለለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

6 ንኣቁሕት ፅሬት 1000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ህንፃ Â ኤለክትሮኒክስ ፈርኒቸርን 4000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት Â ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑ 3000 ቅርሺ ሰነድ መክብሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት ጀሚሪ ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ምዉሳድ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ Â 12 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድመ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት

9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740028 ወይ ድማ 0347740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo