ቴክኒክን ሞያን ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ
  • ናይ ህንፃ መሳርሒ
  • ናዉቲ ስነ ፅባቀ
  • ንጨርቃ ጨርቂ ቅድን ስፌትን ዝዉዕሉ መሳርሕታትን
  • ኤለክትሪክን ናዉቲ ኤለክትሮኒክስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን አቁሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም

ኣብቲ ዉድድር ክትሳተፉ ትደልዩ

  1. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ዘቕርብ::
  2. አብ ተወሳኺ እሴት ታክሲ /ቫት/ ዝተመዝገበ መኮኑ ክሳብ ነሓሰ 30 /2008 ዓ/ም ምኽፍል ዘረጋግፅ ዴክሌሬሽን መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቕርብ ዝኽእል::
  3. ግብሪ ከፋሊ ምዃኑ ናይ ግብሪ ከፋሊነት መለለይ ቁፅሪ/ ቲን ናምበር / መረዳእታ ከቕረብ ዝኽእል::
  4. ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ካብ ኢትዩያ ንግድ ባንከ ኣፍለጦ ዝተወሃቦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቐዲሙ ከትሕዝ ዝክእል::
  5. ተጫረቲ ሰዓርቲ ምኮኖም ምስ ተነገሮም አብ ዉሽጢ 5 ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክትአስሩ እትክእሉን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት/ መጎዓዝያ /ናብ ማእ መሰ ጉድኣት ኣካል ከቕርብ ዝኽእል:
  6. ጨረታስዒሩ ዉዕሊ ክትአስሩ ፈቓደኛታት ተዘይኾንኩም መቕረብቲ ንጨረታ መኽበሪ ዘተሐዝክምዎ ገንዘብ ናብ ትካልና አታዊ ዝግበር ምኮኑ ንገልፅ::
  7. ተጫረቲ አብ ናይ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኮኖም ዘረጋግፅ ወረቐት ምስክር ከቕርብ ዝክእል::
  8. ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ አብ ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ ንብረት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ብምቕራብ ንሕድሕድ ሰነድ ብር 20.00 ከፊሎም ምስ ወሰዱ ዝጫረትሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ /ፖስታ /እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናብ ዘተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይኽእሉ::
  9. ተጫረቲ መወዳደሪኹም ካብ 01/02/09 - 21/02/2009 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ/ሰዓት ናብ ማእ/መሰ/ጉድ/አካል ክትቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም::
  10. ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/ 02 /2009 ሰዓት 3:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ቅ /ሰዓት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት::
  11. እዚ መሰልጠኒ ማእኽል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  12. ተጫረቲ ምስዓሮም ምስተነገሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ መፅኢኦም ዉዕሊ ክኣስሩ እንትክእሉ ካብ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ከትሕዙ እንትክእሉን ዉዕሊ ክኣስሩ ፍቃደኛታት እንተዘይኮይኖም መቅረብቲ ንጨረታ መክበሪ ዘትሐዝዎ ገንዘብ ናብቲ ትካል ኣታዊ ይግበር
  13. ተጫረቲ ስዓረቲ ምኻኖም ምስ ተነገሮም ንዘቕርበዎ ንብረት መርአይ ከቕርቡ አለዎም::
  14. ጨረታ ዝኽፈተሉ አብ ቑፅሪ 10 ተ ዝተጠቀሰ ከምዘሎ ኮይኑ ተጫረቲ /ሕጋዊ ወኪል/ ብእዋኑ ከቕርቡ ብዘይ ምክአሎም ሰዓት ዝተወሐሉን ዘይተከፈተ ዝተርፍ ፖስታ ዘየለ ምካኑ ኩሎም ተወዳደረቲ ከትፈልጡ ይግባእ::
  15. ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብእዋኑ ተዘይ አቕሪቦም ናይ ዝዘንግዐሉ መዓልቲ ካብ ዝሰዓርዎ ገንዘብ በቢ መዓልቲ 1/1000(0.001) ዝቕፅዑ ምካኖም ::
  16. እዚ መሰ/ኣካል ወይከዓ ትካልና ከም ኩነታቱ ክሳብ 20 % ክዉስክን ክቕንስን ይኽእል እዩ ::
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ

ብስልኪ ቁፅሪ 0344419498 ወይÂ 0344419511 ደዊልካ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ::

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo