ማ/ም/ሕ /አበርገለ አብ 2009 በጀት ዓመት ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒታትን : ናይ ምርምር ግብርና መሳርሒታትን ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑትን): ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ መኪና መቀያየር ኣቀሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣበርገለ

ምድብ 1 ናይ እንስሳ መድሓኒት

ምድብ 2 ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቁሑት

ምድብ 3 ናይ ምርምር ግብርና መሳርሒ ኣቁሑት

ምድብ 4 ናይ ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑትን)

ምድብ 5 ናይ ህንፃ መሳርሒ

ምድብ 6 ናይ መኪና መቀያየር ኣቀሑት

ምድብ 7 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

  1. ሕጋዊÂ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብ 2009 ዓ/ም ዘሐደስኩም::
  2. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
  3. ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ / ቫት/Â ኮይኖም ናይ ወርሒ ነሓሰ አታዊ ዝገበረሉ ዋንኡ ምስ ሐደ ኮፐ ከቅርብ ዝክእል::
  4. ናይ መቅርባይነት መለለይ ካርር ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::
  5. ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለይ ካርድ ( Tin)Â ዘለኩም::
  6. ንጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድን ብር 3000 ከትሕዝ ዝክእልን
  7. Â ሰነድ ጨረታ ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ኢንስቲትዩትÂ ምርምርÂ ሕርሻ ትግራይÂ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 09 ብምግዛእ ክትወስዱÂ ትክእሉ::
  8. Â ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእÂ ኩሎምÂ ዝተጠቐሱ አድለይቲÂ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጂናልን ነንብይኑÂ አብ ፖስታ ብምዕሻግ አብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታንÂ ናይ በዓል ዋና ፊርማን ብምፅሓፍ አብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻÂ ትግራይÂ ዝተዳለወÂ ሳንዱቅÂ ጨረታ ንከትኣእትዉንÂ ንክትወዳደሩንÂ እናተሓሳሰብና::
  9. ምልክታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 30 /01/ 09 ዓ/ም ክሳብ 14/02/ 09 ዓ/ም::
  10. Â ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 14 /02/09 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ::
  11. ሳንዱቅ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 14 /02 /09 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ::
  12. እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ ይኩንÂ እምብር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝኽፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋትÂ ኣይተአጎጎለን::
  13. Â ጨረታÂ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ጠቅላላÂ ዋጋ 10 ሚኢታወÂ ብሽምÂ ማእከል ምርምርÂ ሕረሻ አበርገለ CPO ዘትሕዝን ::
  14. ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  15. Â እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናብ ምዉሳክን ምቕናስን መሰል አለዎ::
  16. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅርታት ስልኪÂ 0348460086 / 0344460701 ኢንስቲትዩትÂ ምርምርÂ ሕርሻ ትግራይÂ ብምድዋል ይሕተቱ::

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo