ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእከል ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዉቅሮ ኮምፒተራት: ፈርኒቸር: ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናዉቲ ሕክምናን :ኣፋዉስ እንስሳትን: ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ :ናይ መኪና ጎማታት: መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬትን :ናይ ሞተር ሳይክል ጎማታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም መሳርሕታት ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ን2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር አብ በጀት 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ነቲ አካዳሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብታ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ፅሬት ናዉቲ ቢሮን :ኤለክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ስራሕቲ ሕትመትን : ስፖርታዊ ዕጥቂን ካብ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2009 ዓም ናይ ኮሌጅና በጀት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተርን :ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት መሳርሒ ህንፃ ወይዉን ኢንዳስትሪ ማተሪያል ፡ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አገልግሎት ሕትመትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፡ አቁሑ መሳርሒ ህንፃን ኤለክትሮኒክስ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ