ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2009 ዓም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ቆፀርትን : ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፈርኒቸር : ዝተፈላለዩ ኪሚካል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ

ስለዚ ክትጫረቱÂ እትደሊዩ መቕረብቲ ናይ 2009 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሃደሰ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም ቫት ተመዘገብቲ ምካንኩም መረዳአታ መለለይ ካርድን ከምኡዉን ናይ መቕረባይነት ወረቐት ዘለኩም ክትወዳደሩ ስለ እትክእሉ ናብ ትካልና ቤት ፅሕፈትና ብምቕራብ ዝርዝር ናይቲÂ አቑሑት ዝሐዘ ሰነድ ብር 50 ሓምሳ ዘይምለስ ብምኽፋል ካብ ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምርን ብአካል ብምቕራብ Â ካብ ዕለት 3/02/2009 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/02/2009 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ሰነድ እናመፃእኹምÂ ክትወስዱ ክትዕድጉ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ተጫረቲ እዞም ነጥቢታት ኣብቲ ሰነድ ግልፂ ጨረታ ከማልኡ ይግባእ::

1 ምስቲ ንብረት ዘርፊ ናይ 2008/09 ዓ/ም ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዘሐደሱ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ብምቅራብ

2 ዝተመዝገበሉ መለለይ ቲን ኮፒ ከቅርብ ዘለዎ

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ምስክር ወረቐት ዘለዎን ዝክፍልን ኮፒ ከቅርብ ዘለዎ

4 ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቀት ኮፒ ናይ 2008/09 ዓ/ም ዝተሐደሰ ከቅርብ አለዎ

5 ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ቆፀርትን 6000 ብር : ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ብር Â : ኤሌክትሪክ ንብረት 3000 ብር Â : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት 3000 ብር : ፈርኒቸር 3000 ብር : ዝተፈላለዩ ኪሚካል ብር 3000 ብር ብኣፍለጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ቤት ፅሕፈትÂ ግልጋለት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዝብÂ ዝኽእል:;

6 ቫት ሓዊሱ ከመልእ አለዎ::

8 ናይ ወርሒ ነሓሰ /መስከረም ዴክላረሽን ዝክፈለሉ ኮፒ ኽቕርብ አለዎ::

9 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምም/ ር ብምዉሳድ ናይ መወደዲረከም ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ አድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጅናልን ነንበይኖም ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ ባዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ብምዕራፍ ናብ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብክልተ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ናብቲ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳፅን የእቱ::

10 እቲ ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐለሉ ካብ ዕለት 3/2/2009 ዓም ክሳብ ዕለት 24/2/2009 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ክፍቲ ኮይኑ ይፀንሕ

12 እቲ ዝተዳለወ ሳፁን ጨረታ 24/2/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:31 ናይ ድሐሪ ሰዓት ይዕሸግ

13 ጨረታ ዝኽፈተሉ ሳፁን ዕለት 03/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 2:31 ናይ ንጉሆ ይዕሸግ::

12 ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋለት ቀረብ መስተ ማይ ከይዲ ስራሕ ዕፋንምምር ኮይኑÂ ዕለት 24/2/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:40ንጉሆ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊÂ ወኪል ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ዘይተረኽብሉÂ እዉንÂ ኣማሊኡ እተተረኺቡÂ እቲ ጨረታÂ ፖስታ ዝኽፈትÂ ምካኑ::

13 ዘሸነፈ ተጫራታይ ንዘሸነፈሎም ኣቁሑት መጎዓዓዚ መፅዓንን መራገፍን ባዐሉ ይሽፍን/ ናብ ዓ/ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋለት ቀረብ መስተ ማይ የረክብ::

14 ተጫራታይ እቲ ጨረታ አሸኒፉ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕል ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ ተከታተለቲ ስራሕ መዓልቲታትÂ ንብረት ብሙሉእነት የቕርብ::

15 ሰዓራይ ኮይኑ ብዉዕል መሰረት ብእዋኑ ኣቑሑት ንዘይኣቅረበ መቕረባይ በቲ ናይ ጨረታ ደንቢ መሰረት አብ መዓልቲ 1/1000 ብር ይቕፃዕ::

16 ዝኾነ ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዋጋ አብቲ ዝወስዶ ዝተዳለወ ባዶ ጨረታ ሰነድ ብትክክል አቐሚጡ ክወዳደርÂ አለዎ ካብኡ ወፃኢ ብካሊእ ሰነድ ዘቕርብÂ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይቕበሎንÂ ዉድቂ ይኽዉን::

17 ካብ ዝተቀመጠ ስፐስፊኬሽን ወፃእን አብቲ ቅጥዒ መብረሂ ኣብ ዝብል ምንካይ :ምቅያር :ምስራዝ ኣይፍቀድን::

18 ተወዳዳሪ ተጫራታይ አብ ዘቕርቦ ናይ ግለፂÂ ጨረታ ሰነድ ሽሙ : ፌርሙኡነ ኣድራሽኡን ማህተመ ናይቲ መቕረባይÂ (ድርጅት ) ብትክክል ዘየቐመጠ ንምንባብÂ አፀጋሚ ዝኾነ ፊደል ወይ አሃዝ ዘቐመጠ ብቀጥታ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ::

19 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

20 እቲ ዝቐርብ ሕድ ሕድ ንብረት ኦርጅናል ክኽዉን አለዎ::

21 ናይ ፕሪንተር ቀለም ን 1500 ወረቀት ፕሪንት ክገብር አለዎ

22 ዉሕስና ዘድልዎ ንብረታት ኣብ እዋን ዉዕሊ ዉሕስና ዝተሐተቶ ግዘ ክህብ ዝክእል

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344461083 0344460673

ኣድራሻና ከተማ ዓ/ዓዲ ልምዓት ባንኪ ዕልል ኢልና ንርከብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo