ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ ስሩዕ ካብ ክልል ቢሮ ቴ ሙ ት ስ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ስልጠናን ንሓፂር ስልጠናን ካብ ዝተለአከ በጀትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : አይቲ : ኤሌክትሪክ : ህንፃን ብረታ ብረትን : ንካልኦት ኣቑሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ናይ ፅሐፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ን2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዉድ ወርክ :ንጀነራል መካኒክስ : ንኮንስትራክሽን :ንኤሌክተሪክ ዶፓርትመንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት : ጨርቃ ጨርቂ : ፅሬት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም

ብናይ ፋይናንስ ሕጊ ኣዋጅ ቁፅሪ 2552007 ዓንቀፅ 73 ዘተዉሃበ ስለጣን ተግባርን ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቤት ፅሕፈት ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ፅሕፈት :መሳርሕታት ህንፃ :አቁሑት ፅሬት: መሳርሕታት ሕትመት: ባህርዛፍን ብሎኬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑ: ቀዋምን ሃላቅን ናዉቲ ቢሮ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሑ ክዕድግ ይደሊ