ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ መኪና ጎማን ባትርን :ፅሬት አቁሑ :ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ

1 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቅረባይነትን ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበርን ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክለረሽን ከቀርቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ናይ መኽበሪ ጨረታ ናይ መኪና ስፔር 3000 ቅርሺ Â ናይ ፅሬት አቁሑ 1000 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት ድማ 2000 ቅርሺ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 Â ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

7 ጨረታ 21 /02/2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/ 02 /2009 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ከይተረከቡ ተተሪፎም ጨረታ ካብምክፋቱ አይተአጓጎልን

8 እብቲ ጨረታ ዘሸነፈ ዉዕሊ ክኣስሩ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ብስፒኦ ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ በጨግቡእ አለዎም

22 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 Â ምድዋል ይከአል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo