ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ፅሕፈት :መሳርሕታት ህንፃ :አቁሑት ፅሬት: መሳርሕታት ሕትመት: ባህርዛፍን ብሎኬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ

በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሓምለ ወይ ነሓሰ ወይ 2008 ዓም ወይ መስከረም 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ

ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉዳድ ይከኣል

መትሐዚ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ ንዝተረፉ ንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 14/ 02 /2009 ዓም ክሳብ 28/ 02 /2009 ዓም

ጨረታ 28 /02/ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ይዕፆ በቲ ዕለት ድማ ሰዓት 4:30 ይክፈት

0348903180 /0912419128 /09144409 62

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo