ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም
  • ህንፃ መሳረሒ
  • ፅሐፈት መሳረሒ
  • ኤሌክትሪክሲቲን

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግብአኩም ረቆሒ

  1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነኩም::
  2. ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ :Â መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን መረዳእታ ዘለኩም::
  3. መኽበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳረሒ ን ኤሌክትሪክስቲን ንሕድሕዶም 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ / ንህንፃ መሳርሒ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ / ድማ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ እትክእሉ
  4. Â ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተÂ መዓለቲ ናብ ኮሌጀና ንብረት ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፈሊ ብናይ ባዕልኹምÂ ትራንስፖርት ምቐራብ እትኽእሉ::
  5. ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ 50.00 / ሓምሳ ብር/ ዘይምለስÂ እናኸፈለኩም ኩሉ ሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 14/2/09 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/02/09 ዓ/ም ካብ ኮሌጀና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩ ትኽአሉ::
  6. እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 28/02/09 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊÂ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይኸፈት::
  7. ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክትትሕዙÂ ይግባእ::
  8. ብባህሪኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሐደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቐደኛ ዝኾንኩም
  9. ኮሌጀና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ
  10. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348510749 0345510026 0345510028Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo