ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑ: ቀዋምን ሃላቅን ናዉቲ ቢሮ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ምክር ክልል ትግራይ

ስለዚ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ /ብመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሐለፎን ዘሐደሰን ቅዳሕ መረዳእታ አታሓሒዙ ዘቕርብ
  2. መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ TIN No ዘለዎ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረደዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቕርብ
  3. ተመዝጋቢ ተወሳኪ ታክስ ዝኮነን ክሳብ ነሓሰ 30 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  4. ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ንኤሌክትሮኒክስ ብር 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) : ብሽም ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ብዝተረጋገፀ Â ሲፒኦ ኣብ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ከትሕዝ አለዎ
  5. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ዘይምለስ ብር 30 ጥራሕ ብምኽፋል ምዉሳድ ይከኣል
  6. ጨረታ ዕለት 25/02/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊi ወኪል አብ ዝተረከበሉ ልክዕ ሰዓት 9:00 ይኽፈት መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም ድልየት ተዘይተረኺቦም እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ፖስታ ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ብተመሳሳሊ ናይ ጨረታ ዶክሜንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ነንበይኑ ከቅርብ ዝክእል
  7. Â ተጫረቲ ንዝሰዓሩዎ ዓይነት ንብረት ብናይ ባዕሎም መፅዓኒን መራገፍን መጓዓዓዚን ናብ ቤት ፅሕፈትና ብዉዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ Â
  8. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 35 መዓልቲ ጥራይ ይከዉን Â
  9. Â እቲ ቤት ፅሕፈት Â ክሳብ 20 % (ዒስራ ሚኢታዊ) ካብ ነብስ ወከፍ ነፀላ ኣቕሓ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምውሰክ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  10. አቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተዳአ ረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእÂ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 41 65 70 ደዊልካ ብምሕታት ወይድማ ብኣካል ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo