ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና ኣቁሑን: ህንፃ መሳርሒ : መሳርሕታት አቁሑት ማይን: ኤለክትሪክን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ ፅሬት ኣቀሑት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክፀግንን ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2009 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን:አቁሑት ኤለክትሪክ:አቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት :ናይ አዉቶሞቲቭ አቁሑት: ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንቲ ቤትፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ንናይ 2009 ዓ ∙ም በጀት ድማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሕን ወርክሾፕን ካልኦት ንብረታትን ዘገልግሉ ንብረታት ንምዕዳግ ይደሊ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንበረታት ሀለቅትን ቀወምትን አቁሑት ክገዝእ ይደሊ

ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈትን ጽሬትን መሳርሒ አጫሪቱ ከዕድግ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሬት አቁሑትን :ናይ መመረቂ ጎወንን ምስ ቆቢዑ :ናይ አለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ንምሕታምን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: አቁሑ ኤለክትሪክ :አቁሑት መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ