ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቤት ፅሕፈት ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ
  • 1 ፅሕፈት መሳርሒ
  • 2 ሕትመትÂ
  • 3 ኤሌክትሮኒክስ.
  • 4 ፈርነቸር
  1. ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
  2. መለለይ ግብሪ ቁፅሪ/ቲን ናምበር ከቐርብ ዝኽእል
  3. ዝተሐደሰ ናይመቕረብቲ ምዝገባ መለለይ ካርዲ ዝተሐደሰ ከቕርብ ዝኽእል
  4. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/02/09 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 25 /02/09 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25 /02/09 ዓ/ም ዓምÂ ሰዓትÂ 4:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::
  5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ንዘትሐዝዎ ገንዘብ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ 1000039926621 ሒሳብ ቁፅሪ አታዊ ብምግባር ናይ ባንኪ ደረሰኝ ሒዞም ክመፁ ይግባእ
  6. ንኤሌክትሮኒክስ : ሕትመት : ፅሕፈት መሳርሒን ፈርኒቸርን ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 50.00 ይከዉን
  7. ተጫራታይ መጫረቲ ዋጋ ምስ ቫቱ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ
  8. ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖስታ ኮፒ አብ ካሊእ ፖስታ ታኣሽጉ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል::
  9. ተጫረቲ ወይ ከዓ ወኪላት ብዘይ ምቕራቦም ስነ ስርዓት ምኽፋት ጨረታ ኣይተኣናቐፍን ወይ ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን::
  10. ናይ ተጫረቲ ሽም,አድራሻ,ክታምን ምሕተምን ክኣርፎ አለዎ::
  11. ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 % ናይ ምዉሳክን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
  12. ኣብ ዘዉፃእናዩ ሰነድ ጨረታ ኩሎም ዕድጊታትና በቲ ንሕና ዝወፀ እስፐስፍኬሽን ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ
  13. ትራንስፖርት ዝምልከት ባዕሉ ሰዓረይ ኣካል ዝሽፍን ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንብረቱ ኣታዊ ይገብር::
  14. እቲ ቤት ፅሕፈት ዘሐሸ ኣማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914702652 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል
Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo