ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ቀለም plotter ink ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ንኮብራ መኪና ዝዉዕል ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወደደረ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 መእተዊ በሪ /ብረት ማዕፆ/ ፅገና ኣቅርቦትን 2 ዝተፈላለዩ ቁልፍታት ምፅጋንን 3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 4 ሕትመት መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ሚኒባስ ኣባዱላ መኪና መፀገኒ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ላሜራ ኣብ እንዳ ማሽን ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ከዕፅፍ ይደሊ

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኬዝ ቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓትን ክ/ከ/ሓድነት ካብ ዕለት 01/11/2010 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/03/2012 ኣብ ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ክግበር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሐቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ