ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መኪናታት/መጠገኒ/ ናይ ኢድ ዋጋን ፣ ኦክስጅን ኮንሰንትረተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ባ/ቱሪዝምን ፣ ን/ኢንድስትሪን ፣ ፋይናንስ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ናይ ማዞርያ ስራሕቲ RC/ GC/BC ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

Almeda Textiles Factory P.I.C invites interested and eligible bidders to tender bid for the procurement of the service of Designing, Installalling ,Configuring and Commissioning of Campus Area Network Infrastructure Project

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፣ ናዉቲ መኪናን ክገዝእ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራዝ ዝተዋደደ ልምዓት ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈቱ ዝኮና ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ ቀበሌ 03 ካብ ኣሉላ ሆቴል ክሳብ ክላስተር ሼድ ሓዱሽ ናይ ዋና እስፋልት መብራህቲ ዝርገሐን ኣብ ሕሉፍ ዝተሰርሑ ብመኪና ዝተገጨዉን ብጨረታ ንምስራሕ ኮድ CIV/ CW /01 2012 ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካልን ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ዘለዎም ናይ ምግጣምን ናይ ምፅራይን መንገዲ መብራህቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

የኢ/ያ ጤና መድህን ኤጄንሲ መቐለ ቅርንጫፍ የኒሳን D22 መኪና ዘይት ኣወዳድሮ መግዛት ስለፈለገ ንግድ ፍቃድ ያሳዳሳቹሁ የዘመኑ ግብር የከፈላቹሁ በኣቅራቢነት የተመዘጋባቹ ካዚህ በታች ለተዘረዘረዉ ዝርዝር መሰረት እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ ሞዴል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ