ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 01/04/2012 ክሳብ 06/04/2012ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክ/ትቢሮ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበርና ዝኮነ ብሴቶች ቤት ብልዒ ዝፍለጥ ብደቡብ መንገዲ ብምዕራብ ኣስፋልት መንገዲ ዝዋሰን ጎኒ ሚላኖ ዝኮነ ዘሎዎ ክፈቲ ቦታ ስፍሓቱ 1400 -1800 ካሬ ዝኮነ ብግዝያዉነት ሰሪሖም ንባህላዊ ኣዳራሽ ቤት ብልዒ ፣ መናፈሻን ተዛመድትን ንግዲ ግልጋሎት ሰሪሖም ክጥቀሙ ንዝደልዩ ስራሕቲ ን 5 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት ንተጫረቲ ትዕድም

ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዝን ኢ/ያ ክልል ሰሜን እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ብቅዓት ዘሎዎም ኮንትራክተራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክምልምል ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ መረዳእታኩም ሒዙኩም ብምቅራብ ክምዝገቡ ይዕድም በዚ መሰረት 1 ናይ ማይ ካዕቲ ፣ 2 ናይ ማይ ስራሕቲ፣ ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን፣ 3 ስራሕቲ ህንፃ GC/BC ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮኑ ይዕድም

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ል one-stop center ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላባራቶሪ ሕክምና ንብረት 1 centrifuge 2 electrolyte analayzer ብዉሱን ጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም

ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ 80L ሞዴል መኪና ስፔር ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ