ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 15/07/2012ዓ/ም  ሰዓት 11፡00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽፈልኩምን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ናይ ንጎሆ ሰዓት 3፡00

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo