ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈትሕ/ገ/ል ረሬድ ፕላስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ዝኮና ናይ ግርደር ላይነር /ሞዴል GR215/ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለን ቤት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ም/ምትግባርን ሰፈር ልምዓት ፕላንን ቆፀራ ሃፍቲ መሬትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ዝኮና ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ዝኮና ናይ ፒክ ኣፕ /ዲኮር መጋያየፂ/ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ዝኮነት ናይ ማይ ፓምፕ ዲናሞ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ምም/ር ፖሊስን ጥዕናን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቅሑ ክጫርት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማታት ሓወልቲን ሓድነትን ናይ ሓምለዋይ ልምዓትን ግሪነሪ ናይ ኮንስትራክሽን ክንክን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ