ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ንዝርከባ ጨንፈራትና ናይ ሓለዋ ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሐሊ ይደሊ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፤

2 ቫት ተመዝገብቲን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ፤

4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ሙሉእ ንሙሉእ ሓይሊ ሰብ  ከቅርብ ዝክእል ፤

6 ጨረታ መክበሪ 10% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 10% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20/03/2020ኣ.ፈ (11/07/2012 ዓም) ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ 100 ብር ብምክፋል  ምዉሳድ ዝክእል፤

8 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/03/2020 ኣ.ፈ (18/07/2012 ዓም) ሰዓት 3:30 ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 27/03/2020 ኣ.ፈ (18/07/2012 ዓም)  ሰዓት 4:00 ይክፈት።

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-405095/405069/5113 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo