ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ኣብ ሓሚዳይ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን መራገፉ ናቁጣታትን ትግራይ ማዳበርያ አወዳዲሩ ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ፌዴሬሽን ኩሉመዳያዊ ዕደጋ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ብናይ ደረቕ ፅዕነት ትራንስፖርት ናይ 20111/2012 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ካርድ ቲን ቁፅሪ

3 ናይ ጨረታ መከበሪ  ብር 3000.00 ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

 4 ኩሎም ተጫረቲ  ካብ 11/07/2012ዓ/ም ከሳብ 15/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 15/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣበቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት::

6 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

7 እቲ ህንፀት ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ወርሒ ሰሪሑ ዘረክብ ዝክእል፤

8 ንህንፀት ዘቀርብ ማተሪያል ብትካልና ዝቀርብ በዓል ሞያ ዘረጋግፅ ይከውን፤

9 እዚ ጨረታ ትካልና እንተዘይተስማሚዑ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo