ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ን2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስፔር ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ናይ ኤሌክትሪክስቲ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ብሽክሌታን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ኣብ ወረዳ እምባ አለጀ ከተማ ዓዲ ሽሑ ንዓዲ ሽሑ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቃረፀ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4/GC 5 ልዕሊኡን ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ዓዶጎን 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝተቃረፀን ህንፃ ፕሮጀክት ብ BC 5/GC 6 ልዕሊኡን አብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝተቃረፀ ህንፃ ብደረጃ BC 6 /GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።