ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ኪክዊንስ /Quick Wins/ ፣ ኣንፈት ሓበርቲ ናይ ጠረፔዛ ማይካን ፣ ናይ ቤት ዕዮ ራእይን ልእኩን ዝገልፅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ መቅረባይነት

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ታዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo