ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መመላኸዒን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሕትን ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ቀዋሚ ንብረት ሎት 1 /ፈርኒቸር/ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መፅሄት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳይሬክተሬት ዕደጋን ንብረት ምም/ር መኪና ታርጋ ቑፅሪ 401538 ትግ ሞዴል ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝኣረጉ ዝተሰባበሩ ወናብራት ናይ መኪና ጎማታት ፣ ፍርጅታትን ፣ ኮምፒተራትን ፣ ሓፂን መፂንን ክትሸይጥ ስለ ዝደለየት ፡-

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ንዝጥቀመላ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት / laptop charger 20 pic/ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዋና ከይዲ ስራሕ ምም/ር መንግስታዊ ፋይናንስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ