ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2012ዓ/ም ኦዲት ክግበር ስለዝደለየ ሕጋዊ ኦዲት ፍቃድ ንዘለዎም ዉልቀ ሰባት ይኹን ድርጅታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነተሓሳስብ

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 20/09/2012 ክሳብ ዕለት 29/09/2012

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ሓበሬታ ስልኪ- 09 14 72 90 36 /09 14 11 07 19  ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo