ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ ካብ መደበኛ በጀት ናይ ፕሪንተርን ፎቶ ኮፒ ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ ህንፃ መሳርሒ/ ሓደገኛ ሓፁር/ ፣ ናይ ፈርኒቸር ፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ካብ መርሲ ኣካዳሚ ክሳብ ሞሞና መሻገሪ ዘሎ መስቀለኛ ኣስፋልት ዘሎ ኣካፋይ መንገዲ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ዘለዉ ዓበይቲ ጎደናታት ብተኽሊ ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ንምክንዋን ስለዝተደለየ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ተኽሊ ዓይነት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ፕሮጀክት ኦፊስ ዝኮነ ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ Shelf, computer maintenance and table በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ጎማ መኪናን ፣ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 16kWጀነሬተራት ፣ ዋና ዘየብሎም ኣኽላባት ንምዉጋድ ፣ ናይ እግረኛ መቓረፂ ዜብራ ንምቅባእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ