ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ሕርዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ባዶ በርሚል፣ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ዘገለግለ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ጎማን ካልኦት ዝተፈላለዩ ንብረታትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ናይዚ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ማለት እዉን ቲን ናምበር  ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት መረዳእታታት ምስቲ ሰነድ ቅዳሕ ከተሓሕዝ ይግባእ

2 ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ኣብ መቐለ አብ ዝርከብ ላጪ ክፍሊ ዕደጋ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።

3 ተጫረቲ ካብ ትካልና ዝተወሃቦም ዋና ቅጥዒ ጥራሕ ተጠቂሞም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ  ተወሳኪ እሴት ታክስ ከይሓወሰን ብዘይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንሕድሕድ ዋጋ መሊእኩም ፈርምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 18/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 24/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ቦታ ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ክፍሊ ዕደጊት ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከተእትዉዎ ይግባእ

4 ተጫረቲ ኣብ ተእትዉዎ ዋጋ ተወሳኪ 15 ሚኢታዊ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከነክፍል ምካና ክፍለጥ ይግባእ

5 ተጫረቲ ናይ መከበሪ ጨረታ  200,00.00 ቅርሺ  ብስፒኦ ምስቲ ሰነድ ብፖስታ ተዓሺጉ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ግዜ ከቕርብ ኣለዎ

6 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 24/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 24/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ መቀለ ላጪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አዛብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

7እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ  09 14 12 21 30 /09 36 30 70 36

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo