ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ / ፈርኒቸር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ አጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ንብረታት ማለት እዉን ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት ፣ ከምኡ እዉን ናይ መካይን ጎማን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መለስ ኣካዳሚ ናይ ዉሽጢ መንገዲ ህንፀት ፕሮጀክት ንዝተፈላዩ ናይ ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየን ቲን ናምበር ዘለኩም ኣብ ናይ መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ጎማ ምስ ካላማደርያ ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ከማልእ /እታማልኡ ክኸዉን ኣለዎ/ዋ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ከተማ እንዳባጉና ናይ 2013ዓ/ም ሱሩዕ በጀት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ አንዳባጉና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መሳርሕታት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ፈርኒቸርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ

ኹሓ ሆስፒታል ን2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ከተማ ወይኒ አብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ጥሙር ዕዲጊት ንወረዳ ጣንቋ ምላሽ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ናይ መኪና ጎማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም ንከይዲ ስራሕ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ጎማታት መኪናን ፣ ብሽክሌታን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ