ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተር ተንከፍ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ጎማን ባትሪን መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራያ/ጨርጨር ን ቤት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬትን፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓት ማለት አዉን 1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት፣ 4ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑ ክዕድግ ይደሊ / ኣቃፊ በዓል ሓፂን ኬንት በዝሒ 100፣ ፍላሽ ሚሞሪ 4/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንግልጋሎት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ጎማመኪናን ፣ መለዋጢ ኣቅሑ መካይንን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት ፣ ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ካልኦት በቢ ዘፈሩ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ከጫርት ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ንግልጋሎት ኣብ ወረድኡ ዘለዋ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተን ናይ ቢሮ ኣቅሑ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መኸላኸሊ ኮሮና ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተመኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ