ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብሜላ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደሊ በዚ ዘርፊ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋውያን መቅረብቲ ክጫረቱ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለዪ ቑፅሪ(ቲን ቑፅሪ) ናይ ቫት ሰርተፍኬት ብቅዳሕ (ኮፒ)ከተሓሕዝ ዝኽእል፡፡

2. መጫረቲ ሰነድ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ካብ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ንብ/ምምሕዳር ምውሳድ ይኽእሉ፡፡

3. መጫረቲ ሰነድ ንተወዳደርቲ ክፉት ኮይኑ ዝፀንሕ (ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ዝከኣለሉ) ካብ ዕለት 08/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/05/2016 ሰዓት 3፡30 ቅደሚ ቐትሪ ተዓፅዩ። ሽዑ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይኽፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ዋላ ኣይረኸቡ ነቲ ጨረታ ዘተዓናቕፍ ነገር እንተዘይሃልዩ ጨረታ ዝኸፈት ይኸውን፡፡

4. ተጫረቲ ንጨረታ መኽበሪ 10,000 (ዓሰርተ ሽሕ) ብር ብመልክዕ ብጥረ ገንዘብ ፣ብባንኪ መአዘዚ ክፍሊት (ብሲፒኦ) ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ከትሕዝ ዝኸእል፡፡

5. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዚ ጨታ ካብዝተኸፈተ ን30 መዓልታት ይኸውን

6. ተዓዋታ ይጨረታ ውፅኢት ንተወዳደርቲ ይፋ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት ናይ ቅሬታ መተአናገዲ ጊዜ ድሕሪ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ምውዳእ ሰዓራይ ምኳኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን ዋጋ 10% (ሚኢታዊ) ውዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ ውዕሊ ዝኣስር፡፡

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

8. ተጫራቲ ድሕሪ ጨረታ ምዕፃዉ ካብ ጨረታ ምውፃእ ወይ ናይ መጫረቲ ዋጋ ምምሕያሽ ኣይከኣልን፡፡ 0344-406747/0344-400261/0344-406839 ራእይ ብ/ክ/መ/ትግራይ ገረም ብዕብየት ኢኮኖሚ ዝበፅሕት ትግራይምርኣይ። ሕ/ሰብ፡ኣብተሳትፎ ህዝቢ ዝተመስረተዲሞ/ሲ፡ሰላምንሰናይምም/ርንዝነገሰላ፣ ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብሜላ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደሊ በዚ ዘርፊ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋውያን መቅረብቲ ክጫረቱ ይዕድም፡፡

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለዪ ቑፅሪ(ቲን ቑፅሪ) ናይ ቫት ሰርተፍኬት ብቅዳሕ (ኮፒ)ከተሓሕዝ ዝኽእል፡፡

2. መጫረቲ ሰነድ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ካብ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ንብ/ምምሕዳር ምውሳድ ይኽእሉ፡፡

3. መጫረቲ ሰነድ ንተወዳደርቲ ክፉት ኮይኑ ዝፀንሕ (ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ዝከኣለሉ) ካብ ዕለት 08/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/05/2016 ሰዓት 3፡30 ቅደሚ ቐትሪ ተዓፅዩ። ሽዑ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይኽፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ዋላ ኣይረኸቡ ነቲ ጨረታ ዘተዓናቕፍ ነገር እንተዘይሃልዩ ጨረታ ዝኸፈት ይኸውን፡፡

4. ተጫረቲ ንጨረታ መኽበሪ 10,000 (ዓሰርተ ሽሕ) ብር ብመልክዕ ብጥረ ገንዘብ ፣ብባንኪ መአዘዚ ክፍሊት (ብሲፒኦ) ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ከትሕዝ ዝኸእል፡፡

5. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዚ ጨታ ካብዝተኸፈተ ን30 መዓልታት ይኸውን

6. ተዓዋታ ይጨረታ ውፅኢት ንተወዳደርቲ ይፋ ካብ ዝተገበረሉ ዕለት ናይ ቅሬታ መተአናገዲ ጊዜ ድሕሪ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ምውዳእ ሰዓራይ ምኳኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ መጠን ዋጋ 10% (ሚኢታዊ) ውዕሊ መኽበሪ ብምትሓዝ ውዕሊ ዝኣስር፡፡

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

8. ተጫራቲ ድሕሪ ጨረታ ምዕፃዉ ካብ ጨረታ ምውፃእ ወይ ናይ መጫረቲ ዋጋ ምምሕያሽ ኣይከኣልን፡፡ 0344-406747/0344-400261/0344-406839 ራእይ ብ/ክ/መ/ትግራይ ገረም ብዕብየት ኢኮኖሚ ዝበፅሕት ትግራይምርኣይ። ሕ/ሰብ፡ኣብተሳትፎ ህዝቢ ዝተመስረተዲሞ/ሲ፡ሰላምንሰናይምም/ርንዝነገሰላ፣

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo