ትካልና ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ዳ/መ/ፕሮሞሽን ዕድላት ፣ ፀጋታትን መተባብዒታትን ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይ አመልኪቱ ዝተደለወ በራ ፅሑፍ ከምኡ እዉን ቢዝነስ ካርድ ከሐትም ስለዝሰለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ከነሕትም ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ A4 ወረቐት 80 ግራም ኮፒ / ፐሪንት ምግባር ኣወዳዲሩ ኮፒ ምግባር ስለዝደልይ በቲ መስመርሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ብ ታሕቲ ተዘረዚሮም ዘለዎ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ ሰሜን ክ/ከተማ ንፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑ ገዛ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ሕትመት ማንዋል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ታፔላ ክልተ ሜትሮ ብሓደ ሜትሮ ኣቀን ዘለዎ ( sign Board 2 meter * 1 meter) ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ